ሕቶታትመእተዊ ገነት ኤድን መን ይሕሉ ነይሩ?ኣብ ልዕሊ እቲ ንኣፍ ደገ መቓብር ጐይታ ዝዓጽዎ ዝነበረ እምኒ መን ተቐሚጡ ነይሩ?ናብቲ ባዶ መቓብር ጐይታ ዝኣተወ ናይ መጀመርታ ሃዋርያ መን እዩ?መልስታትኪሩቤል (ዘፍጥረት 3:24)መልኣኽ ጐይታ (ማቴዎስ 28:2)ስምኦን ጴጥሮስ (ዮሃንስ 20:6,7)