ምስዋእክርስቶስ ጾርና ጾረ፡ ብዛዕባ መስዋእቱ ዜንጸባርቕ መዝሙርመጽሔት ጸጋን ሓቅን ኦ ክርስቶስ እንታይ ጾር ርእስኻ ኣድነነ? ኦ ክርስቶስ፣ እንታይ ጾር ርእስኻ ኣድነነ! ኦ ክርስቶስ። ጾርና ኣብ ልዕሌኻ ተነቢሩ፤ ጾርና ኣብ ልዕሌኻ ተነቢሩ፤ ኣብ ክንዲ ሓጥእ ደው ኢልካ።2 ዝተሓተ ንባብ·አን ሮስ ኮዚን