ምድሓንክርስቶስ ዝገብሮ ፍልልይ፡ ሰማይ ወይስ ዘለኣለማዊ ጸልማትክርስቲያን ምስ ኮንኩ፡ ሓንቲ ክፍሊ ናይ ሰንበት ቤት ትምህርቲ ቈልዑ ክሕዝ ተሓተትኩ። ሓደ ሰንበት ድሕሪ እቲ ክፍሊ፡ ቬራ እትብሃል ወዲ ሾብዓተ ዓመት ዝኾነት ጓል ናባይ መጺኣ፡ ‘እወ ቬራ’ በለትኒ። ድሕሪ ሓደ ሰሙን ዓረፈት እሞ ሕጂ ኣብ ሰማይ ምስ መድሓኒኣ ኣላ።3 ዝተሓተ ንባብ·ዊልያም ፍሬንድ