ክርስትያናዊ ህይወትሓንቲ ህይወት ጥራይ፦ ንዘላቒ ዕላማ ክርስቶስ ምንባርሓንቲ ጥራይ ህይወት፣ እታ ህድእ ዝበለት ንእሽቶ ድምጺ፣ ንዝሓሸ ምርጫ ብህድኣት ትልምን፤ ንርእሰይ ዝምልከት ዕላማታት ክገድፍ፣ ንቕዱስ ፍቓድ ኣምላኽ ድማ ክጣበቕ ትእዝዘኒ። “ሓንቲ ጥራይ ህይወት፣ ቀልጢፋ ክትሓልፍ እያ፣ ንክርስቶስ ዝተገብረ ጥራይ ክጸንሕ እዩ።”2 ዝተሓተ ንባብ·ፒ. ኤች. ሃርዲንግ