ማይ ኣይሂናይ ኖህ እሙን ምስክርነት ንዘይእዙዝ ወለዶኖህ ንቅድሚ ማይ ኣይሂ ዝነበረ ዓለም እሙን ሰባኺ ጽድቂ ነበረ። ንሳቶም ዘይእዙዛት ነበሩን ንማይ ኣይሂ ዝመጽእ ምዃኑ ንዝነበረ መጠንቀቕታ ኣምላኽ ኣላገጹሉ።2 ዝተሓተ ንባብ·ብራያን ሬይኖልድስ