ሩትምርማር፡ ንኣምላኽ ምላሽ ምሃብ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋትብግዜ ብሉይ ኪዳን፡ ኣምላኽ ንነዳያንን ንጓኖትን፡ ንብረት ወይ ኣታዊ ዘይብሎም ዝኸውን ሕግታት ገበረ። እቶም ሰራሕተኛታት ገለ ካብቲ ፍረ ምስ ሓደጉ፡ እቶም ድኻታት ንስድራቤቶም መግቢ ምእንቲ ክእክቡ፡ ድሕሪኦም ክሓድግዎ ነበሮ። ሎሚ፡ ብዘለና ማሽነሪን ቴክኖሎጂን ገይርና ገለ እኳ ከይጠፍኣና ክንገብር ንኽእል ኢና እሞ፡ እዚ ነገር እዚ ዘገርም ክመስል ይኽእል እዩ።4 ዝተሓተ ንባብ·ኢያን ቴይለር