warningsስለምን ኣይንእመንን ንኣምላኽ?ኣምላኽ “ካብቲ ዚመጽእ መዓት ክትሃድሙ” ኢሉ ክጠንቅቐና ከሎ ግና ግድ የብልናን። ሓደ ሰኣላይ “ጥሉፍ ሕብሪ” ዝብል ምልክት እንተደኣ ኣንቢሩ፣ ንሕና ኣይንትንክን። “ምእታው ክልክል እዩ” ዝብል ምልክት እንተደኣ ርኢና፣ ንሕና ርሒቕና ንጸንሕ። ኣምላኽ “እታ እትሓጥእ ነፍሲ ... ክትመውት እያ” ክብለና ከሎMarch 2, 2024