ሕቶታትሰሎሞን ቤተ መቕደስ ዝሰርሓሉ ከረን ስሙ እንታይ እዩ?ኣብ ቤተ መቕደስ ከም ካህን ምስ ተዋስአ ብሓሰኻ እተለኽፈ ንጉስ ይሁዳ መን እዩ?እቲ ብጴጥሮስ ዝሓወየ ሓንካስ ሰብኣይ ንምጽዋት እናለመ ዝቕመጠላ ዝነበረ ማዕጾ ቤተ መቕደስ ስማ እንታይ እዩ?መልስታትከረን ሞርያ (2 ዜና መዋእል 3:1)ኡዝያ (2 ዜና መዋእል 26:16–23)ጽብቕቲ ማዕጾ (ግብሪ ሃዋርያት 3:2)