ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ፍልጠትኩም ፈትሹ፡ ነገስታት እስራኤልን የሱስ ክርስቶስን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ·Aug 26, 2026

42 ቃላት
ደርድር: ሓድሽ
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ
1 ዝተሓተ ንባብ

ሕቶታት

  1. ንቐዳሞት ክልተ ነገስታት እስራኤል ዝቐብአ ነብይን ፈራድን መን እዩ፧
  2. ንሰሎሞን ንጉስ ገይሮም ዝቐብእዎ ካህን ከምኡ’ውን ነብዪ ስሞም መን እዩ፧
  3. “ብፁዕን በይኑን ገዛኢ፡ ንጉስ ነገስታትን ጐይታ ጐይተታትን” መን እዩ፧

መልስታት

  1. ሳሙኤል (1 ሳሙኤል 10:1፤ 16:13)
  2. ጻዶቕን ናታንን (1 ነገስት 1:45)
  3. ጐይታና የሱስ ክርስቶስ (1 ጢሞቴዎስ 6:14-16)