ብሓያል ስም ጐይታና የሱስ ክርስቶስ የመስግነኩም ንሰነ 2016 መጽሔት ጸጋን ሓቅን ስለ ዝለኣኽኩም። ኣነን ካልኦት ምእመናንን ነዘን መጽሔታት ብምጽናዕ መዓልታዊ ብእምነት እናዓበና ኢና። ብዛዕባ «ሰብኣይ ኣምላኽ» ብዝርዝር ስለ ዘፍለጥኩምና ኣዝዩ ብዙሕ የመስግነኩም። – ህንዲ
ንዝሓለፉ ዓመታት የመስግን እተን ትልእክወን ዝነበርኩም መጽሔት ጸጋን ሓቅን ንዓይ። ንልበይ ኣዝየን ኣተባባዕትን በረኸትን እየን። – ጉያና





