ጽሑፋት

1 ጽሑፋት

  • ምሳሌታት

    ወዲ ጠፋኢ፡ ንብዝሒ ጸጋ ኣምላኽ ምስትውዓል

    ጐይታ የሱስ ብሃይማኖታውያን መራሕቲ ምስ ‘ሓጥኣን’ ብዝነበሮ ርክብ ተነቒፉ። ፈሪሳውያን ርእሶም ጻድቕ ዝገብሩ ነበሩ እሞ፡ ብዛዕባ ጸጋ ኣምላኽ ንዅሎም ዝበደሉ ምድላይን ምቕባልን ዝኾነ ሓሳብ ኣይነበሮምን። ክርስቶስ ንወንጌል ጸጋ ኣምላኽ ዝገልጹ ሰለስተ ምሳሌታት ነገረ።

    19 ዝተሓተ ንባብሲ. አይ. ስኮፊልድ