ኣምልኾንሓዳጊ ኣመስግንዎመጽሔት ጸጋን ሓቅን ንሓዳጊ ኣመስግንዎ፡ ንስኻትኩም ንሓዳጊ እትፈልጥዎ። ንሓዳጊ ኣመስግንዎ፡ ንስኻትኩም ንሓዳጊ እትፈልጥዎ። ክንደይ ከም ዝወሃበና መን ክነግረና ይኽእል? ብፍስሓ ንዕኡ ንሃቦ ዘሎናን እንኾንናን ኩሉ እዩ። የሱስ እቲ ዜሐጕሰና ስም እዩ፤ ንሱ ንውግእ የዳልወናን የዐጥቀናን እዩ።1 ዝተሓተ ንባብ·ቶማስ ኬሊ
ኣገልግሎትኣምላኽ ኣገልግሎትና ይዝክር፡ ምድሓንን ንክርስቶስ ምውፋይንኣብ ሓድሽ ኪዳን እታ “መዘከርታ” እትብል ቃል ክልተ ሳዕ ተጠቒሳ ኣላ። ሓንቲ ብዛዕባ ምድሓን ክትከውን ከላ፡ እታ ሓንቲ ኸኣ ብዛዕባ ኣገልግሎት እያ። ኣምላኽ ንቆርኔሌዎስ ዘከሮ እሞ መልኣኽ ከኣ፡ “ጸሎትካን ምጽዋትካን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ መዘከርታ ዀይኑ ደይቡ እዩ” በሎ።2 ዝተሓተ ንባብ·ቶማስ ኬሊ