ዓለማዊነትሓደ ሰብ ንብዘላ ዓለም ረቢሑ ነፍሱ እንተ ኣጥፍኤ እንታይ ይጠቕሞ?የሱስ ሓደ ሰብ ንዓለም ረቢሑ ነፍሱ እንተ ኣጥፍኤ እንታይ ከም ዚጠቕሞ ሓተተ። ንዘለኣለም ዚጸንዕ ሓቀኛ መንፈሳዊ ረብሓ ተማሃር።9 ዝተሓተ ንባብ·ደብሊው.ሲ. ሬይድ