ጽሑፋት

1 ጽሑፋት

  • ትንሳኤ የሱስ፡ ካብ ሞት ናብ ህይወትን ጽልዋኡን

    ትንሳኤ

    ኣይሞተን፣ የግዳስ ህያው እዩ!

    እቲ “ጠፊኡን ሞይቱ ተባሂሉን” ዝብል ዕድለ-ቢስ ቃላት፣ ኣብ እዋን ካልኣይ ውግእ ዓለም ንብዙሓት ኣባይቲ ዝበጽሕ ዝነበረ ሓዘን ዝመልኦ መልእኽቲ ነበረ። ንሳምን ዶራን ድማ ብፍላይ ኣዝዩ ሓዘን ዘስዕብ ነበረ፣ ምኽንያቱ ጴጥሮስ እንኮ ወዶም ስለ ዝነበረ። እቲ ውግእ ክዛዘም ቀሪቡ ነበረ፣ ንሳቶም ግን ዳግማይ ኣይርእይዎን እዮም።

    2 ዝተሓተ ንባብጆናታን ሂዩዝ