ቤተ ክርስትያንናብ ሾብዓተ ኣብያተ ክርስትያን ራእይ ዝተላእካ ደብዳበታት ክርስቶስእቲ ፖስታኛ ዝኸዶ መገዲ ኣብ ንእሽቶ እስያ (ቱርኪ) ፍርቂ ደበና ዝመስል ነበረ። እታ ቐዳመይቲ ደብዳበኡ ናብ ቤተ ክርስትያን ኤፌሶን ክትበጽሕ እያ። እተን ደብዳበታት ሓደ ዓይነት ነዊሕን ሓደ ዓይነት ኣገባብ ዝነበረን እየን። ነፍሲ ወከፈን ብዛዕባ ህይወት ኣብ ቤተ ክርስትያን ዝዛረባ እየን፣ ግናኸ ዝተፈላለየ መልእኽቲ የቕርባ እየን።14 ዝተሓተ ንባብ·ጳውሎስ ሃድሊ