ምድሓንልብኻ ኺዓርፍ ከሎ፡ ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ኪትቕበል ዚጽውዕ ጻውዒትኣገዳሲ ግደ ልብኻ ኣስተብህል፡ ኣብ ዘለኣለማዊ ዕድልካ ድማ ኣስተንትን። ብየሱስ ክርስቶስ ገይርካ ምድሓንን ዘለኣለማዊ ህይወትን ከመይ ጌርካ ኸም እትቕበል ተረድእ።3 ዝተሓተ ንባብ·ፍሬድ ኮዌል
ምድሓንሰብኣዊ ልቢ: ተግባሩን ናይ ዘለኣለም ዕድልካንሓደ ልብ ኣብ ማእከላይ ዕድመ፡ 3.3 ሱፐርታንከራት ዝመልእ ደም የፍስስ። ኣብ ደቒቕ 70 ግዜ፡ ኣብ ሰዓት 4200 ግዜ፡ ኣብ መዓልቲ 100,800 ግዜ፡ ኣብ ዓመት ድማ 36,792,000 ግዜ ይብድብድ። ልቢ ብዛዕባ ኣየር ፈጺሙ ኣይተረርን፡ ዕረፍቲ እውን ኣይሓትትን።3 ዝተሓተ ንባብ·ፍሬድ ኮዌል