ሕውነትቀዳማይ ዮሃንስ ይምልስ፦ “ሓወይ መን እዩ፧”ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ምዃኑ ዚኣምን ዘበለ ዅሉ ካብ ኣምላኽ እተወልደ እዩ። ነቲ ዝወለደ ዚፈቅር ዘበለ ዅሉ ኸኣ ነቲ ኻብኡ እተወልደ እውን የፍቅሮ እዩ። እዚ እዩ እቲ ፍቕሪ ኣምላኽ። እዚ፡ ትእዛዛቱ ምሕላው። ትእዛዛቱ ኸኣ ከቢድ ኣይኰነን። ከመይሲ ኻብ ኣምላኽ እተወልደ ዘበለ ዅሉ።ኤች.ኤ. አይረንሳይድ·ጥሪ 20, 2024