philosophyሓሳባት ኣምላኽ ብዛዕባ ፍልስፍናኣብ ቈሎሴ 2፡ መንፈስ ቅዱስ ብሃዋርያ ጳውሎስ ኣቢሉ ብዛዕባ ኣርባዕተ ሓደጋታት ብጽኑዕ የጠንቅቐና እዩ፡ ፍልስፍና (ቍ.8-10)፡ ኣይሁዳውነት (ቍ.11-17)፡ ኣጉል እምነትን ጥንቁልናን (ቍ.18-19)። እዚ ንምእመን፡ “ብክርስቶስ” ኪመላለስ ንዝደሊ፡ ከቢድ ስግኣት እዩ።July 24, 2023