ሕቶታትማን እዩ ግራት ስገም ዮኣብ ኣንዲዱ?ኣየናይ ንጉስ እዩ ንኻህናት ካብ ምኽፋል ግብሪ ነጻ ዝገበሮም?ሲላስ ካብ ኣየናይ ከባብያዊ ኣኼባ (ቤተ ክርስቲያን) እዩ ነይሩ?መልስታትኣቤሴሎም (2 ሳሙኤል 14:28-33)ኣርታሕሻስታ (እዝራ 7:4)ኣንጾኪያ (ግብሪ ሃዋርያት 15:34)