ንኣምላኽ ከመይ ጌርና ንፈልጦ
መጽሓፍ ቅዱስ ሓደ ኣምላኽ ጥራይ ከም ዘሎ ብንጹር ይምህር። እዚ ዚገልጹ ብዙሓት ጥቕስታት ኣብ ብሉይን ሓድሽ ኪዳንን ኣለዉ። ንሱ ብዘይጋገ ምግላጽ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ማለት ቃሉ፡ ንርእሱ እንተ ዘይገለጸልና፡ ናብ ሓቀኛ ፍልጠት ኣምላኽ ክንበጽሕ ኣይንኽእልን ኢና። ቅኑዕ ኣረኣእያ ብዛዕባኡ ኺህልወና እንኽእል ብሓደ መንገዲ ጥራይ እዩ።
ራፊክ·
ስብስብ ናይ ጽሑፋትና ሓውስ