ምድሓንጽቡቕ ተግባራት ምድሓን ወይ ናብ ሰማይ ምእታው ከምጽኡ ኣይክእሉን እዮምብዙሓት ጽቡቕ ተግባራት ናብ ሰማይ ከም ዝመርሑ ይኣምኑ፡ ግናኸ መጽሓፍ ቅዱስ ምድሓን ብእምነት ብየሱስ ካብ ኣምላኽ ዝርከብ ነጻ ህያብ እዩ እምበር፡ ብግብሪ ከም ዘይኮነ ይምህር።4 ዝተሓተ ንባብ·ኢያን ቴይለር
ኢየሱስ ክርስቶስከተማታት መዕቆቢ፡ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ድሕነት ምንዳይእተን ከተማታት መዕቆቢ ኣብ ፈለማ ዓመታት ህዝቢ እስራኤል እየን ተመስሪተን። ብትእዛዝ ኣምላኽ ድማ ብዕላማ ጽድቂ ምምሕዳር ፍትሒ ንምሕላው እየን ተመስሪተን። ቅትለት ብሞት እተቕጽዕ ገበን እኳ እንተ ነበረ፡ ብዘይፍላጥ ኣብ እተፈጸመ ቅትለት ግና፡ እቲ ገዳሊ ናብ ከተማ ኺሃድም መሰል ነበሮ12 ዝተሓተ ንባብ·ኢያን ቴይለር