ሕቶታትኣብ መጽሓፍ ቅዱስ መጀመርታ እተጠቕሰት ጓል ጓሳ መን እያ ነይራ?ጴጥሮስ ካብ ሞት ዘተንስኣ ሰበይቲ መን እያ?ሊቃውንቲ ካህናት መቓብር ጐይታ የሱስ ክንደይ መዓልቲ ክሕሎ ደለዩ?መልስታትራሄል (ዘፍጥረት 29:9)ዶርቃስ (ግብሪ ሃዋርያት 9:36–41)ሰለስተ መዓልቲ (ማቴዎስ 27:64)