ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስካ ፈትሽ፡ ሕቶን መልስን ብዛዕባ ሓቅታት ቅዱሳት ጽሑፋት

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ·Sep 7, 2026

42 ቃላት
ደርድር: ሓድሽ
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ
1 ዝተሓተ ንባብ

ሕቶታት

  1. ካብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ከነኣን መጀመርታ ኸም ሃገር ጸባን መዓርን ዚውሕዘላ ምድሪ ተባሂላ እተገልጸት ኣብ ኣየናይ መጽሓፍ እያ፧
  2. ኣዛዚ ሰራዊት ሰሎሞን መን እዩ ነይሩ፧
  3. ጴጥሮስ ብመልኣኽ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክንደይ ግዜ እዩ ተናጊፉ፧

መልስታት

  1. ዘጸኣት (3:8)።
  2. በናያ (1 ነገስት 4:4)
  3. ክልተ ግዜ (ግብሪ ሃዋርያት 5:17-29፤ 12:1-17)