ሕቶታትኣብ መጽሓፍ ቅዱስ መጀመርታ እተጠቕሰ ነብዪ መን እዩ፧ኣብ ሰማርያ ንበኣል ቤት መቕደስ ዝሰርሐ መን እዩ፧ጳውሎስ፡ “ብኖራ እተለግመ መሓውር” ኢሉ ዝጸውዖ ሊቀ ኻህናት መን እዩ፧መልስታትኣብርሃም (ዘፍጥረት 20:7)ኣሃብ (1 ነገስት 16:32)ኣናንያስ (ግብሪ ሃዋርያት 23:3)