ምጥማት– ታሕሳስ 2021 —መጽሔት ጸጋን ሓቅን
ወይ! መድሓኒተይ ደም ኣፍሰሰ ድዩ?
ወይ! መድሓኒተይ ደም ኣፍሰሰ ድዩ? መድሓኒተይ ሞተ ድዩ? ንሱ ነቲ ቅዱስ ርእሲ ኺውፊዶ? ንከምዚ ዝኣመሰለ ትልሚ ከማይ?
ንዝገበርክዎ ገበናት ድዩ? ኣብ ልዕሊ እቲ ኦም ኣንጐድጐደ? ግሩም ምሕረት! ዘይፍለጥ ጸጋ! ከምኡ’ውን ዘይተወሰነ ፍቕሪ!
ጸሓይ ኣብ ጸልማት ክትሕባእ ትኽእል እያ፣ክብረታታ ኸኣ ክትዓጹ፣እቲ ስጋ ዝለበሰ ፈጣሪ ምስ ሞተ ንሓጢኣት ፍጡሩ ሰብ።—ይስሃቅ ዋትስ (1674–1748)