ሕቶታትብመጽሓፍ ቅዱስ ብስም እተጠቕሰት እንኮ ግብጻዊት ንግስቲ መን እያ?ንኤዶም ዝቃወም ሓጺር መጽሓፍ ዝጸሓፈ ነብዪ መን እዩ?ካብ ኣርባዕቲኡ ወንጌላት፡ መልኣኽ ነቲ እምኒ ኻብ መቓብር ጐይታና የሱስ ከም ዝገለበጦ ዝጠቕስ ኣየናይ እዩ?መልስታትታሕፐኔስ (1 ነገስት 11:19)ኣብድዩማቴዎስ (28:2)