ሕቶታትንመጀመርታ ከተማ ዝሰርሐ ሰብኣይ መን እዩ ነይሩ?እቲ ናይ በርናባስ ናይ መጀመርታ ስሙ እንታይ እዩ ነይሩ?ካብቶም ሃዋርያት እቶም ገፈፍቲ ዓሳ ዝነበሩ መን እዮም?መልስታትቃየል (ዘፍጥረት 4:17)ዮሴፍ (ግብሪ ሃዋርያት 4:36)ጴጥሮስ፣ እንድርያስ፣ ያእቆብ፣ ከምኡ’ውን ዮሃንስ