ቀጺልካ ኣምላኽ ኪጥቀመካ ኣይክእልን እዩ ዚብል ስምዒት ምስ ተሰምዓካ፡ ጥራይ ዘክር...
ኖህ ሰካር ነበረ
ኣብርሃም ኣረጊት ነበረ
ይስሃቅ ሕልምተኛ ነበረ
ያዕቆብ ሓሳዊ ነበረ
ሌኣ ጽብቕቲ ኣይነበረትን
ዮሴፍ ተበዲሉ ነበረ
ሙሴ ምናልባት ምድናቕ ነበሮ
ጊድዮን ፈራህ ነበረ
ሳምሶን ነዊሕ ጸጉሪ ነበሮን ኣንስቲ ዚፈቱ ነበረን
ራሃብ ኣመንዝራ ነበረት
ኤርምያስን ጢሞቴዎስን ንኣሽቱ ነበሩ
ዳዊት ዝሙት ገበረን ቀታሊ ነበረን
ኤልያስ ንርእሱ ኪቐትል ዚደሊ ነበረ
ዮናስ ካብ ኣምላኽ ሃደመ
ናእሚ መበለት ነበረት
እዮብ ከሲሩ ነበረ
ጴጥሮስ ንክርስቶስ ከሓደ (3 ግዜ!)
ደቀ መዛሙርቲ ኪጽልዩ ኸለዉ ደቀሱ
ማርታ ብብዙሕ ነገራት ትጭነቕ ነበረት
ዛኪዮስ ንእሽቶ ነበረ
ጢሞቴዎስ ቁስሊ ነበሮ... ከምኡ'ውን
ኣልኣዛር ሞይቱ ነበረ!
ሕጂ! ካልእ ምኽንያት የልቦን! እግዚኣብሄር ኪጥቀመካ ይኽእል እዩ!
«እግዚኣብሄር ንሓሳቡ ዚነግሮ፡ ንብዝሒ ዚዓዪ ወይ ንብዝሒ ዚምህር ኣይኮነን፡ ግናኸ ንብዝሒ ዚፈትዎ እዩ (ከም ማርያም መግደላዊት)።»
ዘይፍሉጥ / ጄ.ቢ.ኤስ.





