ሓጢኣት
ቢኤል/ቢየን ኣብ ስዊዘርላንድ እትርከብ ከተማ እያ እሞ፡ ብፍላይ ኣብ ኢንዱስትሪ ሰዓት ምግባር፡ ምስ ትኽክለኛነትን ማይክሮ ሜካኒክስን ብጣዕሚ እተተሓሓዝ እያ። ብዙሓት ኩባንያታት ሰዓት ምግባር ኣብዛ ከተማ እዚኣ እዮም ጀሚሮም፡ ንኣብነት Swatch, Omega SA, ከምኡ’ውን Rolex። ገለ ካልኦት ከተማታት ስዊዘርላንድ ኣብ ሰዓት ምግባር ይሳተፋ እኳ እንተኾና፡ መብዛሕትአን ግና ነቲ “ምንቅስቓስ” ዝብል ክፋላት ካብ ቢኤል/ቢየን እየን ዝረኽባ።