ይቕሬታዘለኣለማዊ ህይወትሹክሹክታ ሓደ በጻሒ ብዛዕባ ዘለኣለማዊ ህይወት ንምሕሳብ የለዓዕል። ኣምላኽ ብክርስቶስ ገይሩ ምሕረትን ዘለኣለማዊ ህይወትን ይህብ። ንዘለኣለማዊ ህይወትካ ኣበይ ከተሕልፎ ኢኻ?December 13, 2021
ይቕሬታተረኺቡ!ሕቡእ ሓጢኣት ኩሉ ግዜ ይግለጽ፣ ኣምላኽ ንዝገብሮ ኩሉ ስለ ዝርኢ። ሓጢኣትካ ንእኡ እመን እሞ ንዘለኣለማዊ ህይወትን ይቕረታን ዝኾነ ውህበቱ ድማ ተቐበል።December 5, 2021
ይቕሬታኣይሞተን፣ የግዳስ ህያው እዩ!እቲ “ጠፊኡን ሞይቱ ተባሂሉን” ዝብል ዕድለ-ቢስ ቃላት፣ ኣብ እዋን ካልኣይ ውግእ ዓለም ንብዙሓት ኣባይቲ ዝበጽሕ ዝነበረ ሓዘን ዝመልኦ መልእኽቲ ነበረ። ንሳምን ዶራን ድማ ብፍላይ ኣዝዩ ሓዘን ዘስዕብ ነበረ፣ ምኽንያቱ ጴጥሮስ እንኮ ወዶም ስለ ዝነበረ። እቲ ውግእ ክዛዘም ቀሪቡ ነበረ፣ ንሳቶም ግን ዳግማይ ኣይርእይዎን እዮም።ጆናታን ሂዩዝ·March 15, 2024