ብትኽክለኛ መገዲ ምህላውካ ርግጸኛ ዲኻ፧
ጥንታዊት ግዝኣት ሮሜ ካብቶም ንመጀመርታ ግዜ ዝተወሳሰበ ስርዓት መገዲ ዝሰርሑ ሕብረተሰባት ሓንቲ እያ። ልዕሊ 50,000 ማይል (80,000 ኪሎሜትሮስ) ዝኾነ መገዲ ነታ ግዝኣት ይሽፍና ነበረ፣ ብዙሓት ካብኣተን ድማ ንኣማእታት ዓመታት ጸኒዐን። ብዘይካ ኩሉ እቲ ዝማዕበለ ቴክኖሎጂኦም፣ እዘን መገድታት እዚኣተን ብግዜ ወይ ብሓደስቲ ስልጣነታት ተተኪአን ጠፊአን።
ቻክ ማየርስ·